መረዳእታ

ድምር ዝተመርመሩ

ሎምዓንቲ ዝተመርመሩ

ድምር በቲ ሕማም ዝተትሓዙ

ሓደሽቲ በቲ ሕማም ዝተትሓዙ

ብፅኑዕ ዝተሓመሙ

ድምር ዝሐሾም

ድምር ሞት

ሎሚ ዝሞቱ

Loading...

ዞም 6 (ሽዱሽተ) ድርጊታት


አእዳውኩም በቢእዋኑ ብሳሙና ን20 ካልኢት ተሓፀቡ


ምሕፃብ
አእዳው

ክትስዕሉን ክተህንጥሱን ከለኹም ገፅኩም ብርኪ ኢድኩም ብምዕፃፍ ሸፍኑ


ብኹርናዕ ኢድ
ምሽፋን

ዓዓይንኹም፣ ኣፍንጫኹምን ኣፍኩምን ብሱሩ ኣይትንክኡ


ገፅ
ዘይምንካእ

ኩሉግዜ ካብ ሰባት ብ2 (ኽልተ) ሜትሮ ዝአክል ምርሓቕኩም ኣረጋግፁ


ርሕቀት
ምሕላይ

ድሕንነት ዓርሶምን ስድራኦምን ንምሕላይ ካብ ገዛ ኣይውፅኡ


ኣብ ገዛ
ምኳን

ካብ ገዛ እንተደኣወፂኹም መሸፈኒ ገፅ ተጠቐሙ


መሸፈኒ
ምጥቃም

ጠቐምቲ እታወታት

ጠቐምቲ ቑፅርታት ስልኪ

ብዛዕባ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ለበዳ ጥቆማ ንምሃብን ሓበሬታ ንምርካብን ብዞም ናይ ነፃ ቑፅርታት ስልኪ ደውሉ

ለአዲስ አበባ ከተማ አስተዳደር

8335
952

ለሱማሌ ክልል

6599

ለኦሮሚያ ክልል

6955

ለትግራይ ክልል

6244

ለአማራ ክልል

6981

ለደቡብ ብሔረሰቦች እና ሕዥቦች ክልል

6929

ለድሬደዋ ከተማ አስተዳደር

6407

ለአፋር ክልል

6220